ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ
ራእይ
ዝተመሓየሸ መነባብሮ ዝለዓለ ብርኪ ትምህርትን ቴክኖሎጂን ዝወነነ ሕብረተሰብ፣ ኣብ ተሳትፎ ህዝቢ ዝተመስረተ ዲሞክራሲ፣ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ዝነገሰላ፣ ምዕቡልን ተወዳዳራይ ዝኾነ ማእኸላይ እቶት ዘለወን ሃገራት ዘረጋገፀኦ ብርኪ ዕብየት ኢኮኖሚ ዝበፅሐት ትግራይ ምርኣይ
ልኡኽ
ናይዚ ክልል ሰብኣውን ተፈጥሮኣውን ሃፍቲ ናብ ስሉጥ ልምዓት እቲ ክልል ብምቕያር፣ ሰብኣውን ዴሞክራሲያውን መሰላት ዜጋታት ብምኽባር ሰላምን ፀጥታን ብምርግጋፅ፣ ትምህርትን ጥዕናን ንኹሉ ዜጋ ክባፃሕ ብምግባር ሕገመንግስቲ ዝፈቕዶም ኢኮኖሚያዊ ማሕበራዊ ፖለቲካዊ መሰላት ክኽበሩ ምግባር
ራእይ፣ ልኡኽ፣ ዕላማን ክብርታትን ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር
ራእይ
ኣብ 2012 ተገልገልትና ብኣወሃህባ ግልጋሎትና ዓጊቦምን ርክባት ተጠናኺሩን ምርኣይ