ብገበን ቅትለት ዝተኸሰሰ ተጠርጣሪ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ

ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ብዕድመ ልክዕ ፅኑዕ እስራት ክቕፃዕ ተወሲኑ ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀንሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 Read More …

Encouraging changes are being seen in Mekoni town due to integrated security operations.

ኣብ ከተማ መኾኒ ዝተዋደደ ስራሕቲ ፀጥታ ብምክያዱ ዝተባብዑ ለውጥታት ይረአዩ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ። ፀጥታ ከተማ መኾኒ ውሑስ ንምግባር ኣመራርሓ ፀጥታ፣ ዝተወደቡ መእሰይን ካልኦትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣንፈት ፀጥታን ሓለዋን ንምንፃር ዝዓለመ Read More …