ብገበን ቅትለት ዝተኸሰሰ ተጠርጣሪ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ February 5, 2025February 13, 2025 kahsay kiros ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ብዕድመ ልክዕ ፅኑዕ እስራት ክቕፃዕ ተወሲኑ ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀንሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 Read More …