ብኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝተሰርሐሎም ልዕሊ 58 ኪሎ ሜትር ፀፀር መንገዲ ኣብ ማሕበረ ኢኮኖሚ ዝላዓለ ረብሓ ፈጢሩልና ክብሉ ነበርትን ምምሕዳርን ወረዳ ኣሕስኣ ገሊፆም

ብኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝተሰርሐሎም ልዕሊ 58 ኪሎ ሜትር ፀፀር መንገዲ ኣብ ማሕበረ ኢኮኖሚ ዝላዓለ ረብሓ ፈጢሩልና ክብሉ ነበርትን ምምሕዳርን ወረዳ ኣሕስኣ ገሊፆም ኣብታ ወረዳ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ምስ ሰራዊት ትግራይ ዝስርሑ Read More …

በመኮኒ ከተማ በተቀናጀ የጸጥታ ስራዎች አበረታች ለውጦች እየታዩ ነው።

ኣብ ከተማ መኾኒ ዝተዋደደ ስራሕቲ ፀጥታ ብምክያዱ ዝተባብዑ ለውጥታት ይረአዩ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ። ፀጥታ ከተማ መኾኒ ውሑስ ንምግባር ኣመራርሓ ፀጥታ፣ ዝተወደቡ መእሰይን ካልኦትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣንፈት ፀጥታን ሓለዋን ንምንፃር ዝዓለመ Read More …

ከትግራይ ሰላምና ፀጥታ ቢሮ የተሰጠ መግለጫ!!

ካብ ቢሮ ሰላም ፀጥታን ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ!! ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት መዓልታት ንብሄራዊ ረብሓን ንኹሎም ሉኣላዊ ክብርታትን ህዝቢ ትግራይ መሰረት ገይሮም ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ ተመስሪቶም፣ ብዕለት 14/05/2017 Read More …