ብገበን ቅትለት ዝተኸሰሰ ተጠርጣሪ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ

ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ብዕድመ ልክዕ ፅኑዕ እስራት ክቕፃዕ ተወሲኑ ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀንሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 Read More …

ብኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝተሰርሐሎም ልዕሊ 58 ኪሎ ሜትር ፀፀር መንገዲ ኣብ ማሕበረ ኢኮኖሚ ዝላዓለ ረብሓ ፈጢሩልና ክብሉ ነበርትን ምምሕዳርን ወረዳ ኣሕስኣ ገሊፆም

ብኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝተሰርሐሎም ልዕሊ 58 ኪሎ ሜትር ፀፀር መንገዲ ኣብ ማሕበረ ኢኮኖሚ ዝላዓለ ረብሓ ፈጢሩልና ክብሉ ነበርትን ምምሕዳርን ወረዳ ኣሕስኣ ገሊፆም ኣብታ ወረዳ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ምስ ሰራዊት ትግራይ ዝስርሑ Read More …