ብገበን ቅትለት ዝተኸሰሰ ተጠርጣሪ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ

ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ብዕድመ ልክዕ ፅኑዕ እስራት ክቕፃዕ ተወሲኑ ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀንሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 Read More …