ብገበን ቅትለት ማህሌት ተኽላይ ዝተኸሰሱ

ብገበን ቅትለት ማህሌት ተኽላይ ዝተኸሰሱ ክልተ ውልቀ ሰባት ሎሚ 23 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ውሳነ ዝተውሃቦም እንትኸውን ቀዳማይ ተኸሳሲ ብፍርዲ ሞት፡ ካልኣይ ተኸሳሲ ድማ ብማእሰርቲ ዕድመ ልክዕ ክቕፅዑ ተወሲኑ ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *